በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ! 8ሕዳር ዓመታዊ ክብረ በዓል አርባዕቱ እንስሳ ( ፬ቱ እንስሳ ) አርባዕቱ እንስሳ ወይ ኪሩቤል ፀወርተ መንበር ኪሩብ ስም ሓደ መልኣኽ ኪኸውን ከሎ ፡…
Category: ቅዱሳን መላእክት
ቅዱስ ሚካኤል
በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን። ቅዱስ ሚካኤል “ ጣንን ሠራዊቱን ከምዘድኅነና፣ ብጸሎት ተጊሆምን ብቃልኪዳን ኣሚኖም ዝልምኑ ኩሎም ፈጢኑ ይራድኦም እዩ። ካብ ኩሉ ክፋእ ነገር የድኅኖም። መዝ.34፣7።…