በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን! ባሕሪ ገሊላ ከባቢኡን እግዚአብሔር ኣምላኽና ኣብ ኩሉ ዘሎ፡ ቦታን ስፍራን ዘይውስንዎ፡ እንታይ ደአ ንዓለማት ዝፈጠሮምን…
Category: ቅዱሳን መካናት
ቅዱሳት መካናት (ቦታታት)
በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ ኣሜን!!! ቅዱሳት መካናት (ቦታታት) ቅዱስ ማለት ዝተመርጸ ዝተሓርየ፡ዝተፈልየ ማለት ክኸውን ከሎ፡መካን ማለት ከኣ ቦታ ማለት እዩ።ስለዚ ቅዱስ ቦታ ማለት ዝተፈልየ ዝተመርጸ ማለት…


