በስመአብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ ኣምላክ ኣሜን!!! ፯/7 ነሓሰ ጽንሰታ ለእግዝእትነ ማርያም ድንግል ማርያም ቅድሚ ዓለም ኣብ ሕልና ኣምላኽ ዝነበረት ከም ምዃና ገና ከይተወለደት ትንቢት ተነጊሩላ ሱባኤ ተቆጺሩላ…
Category: ነገረ ማርያም
ዮም ፍስሃ ኮነ በእንተ ልደታ ለማርያም!!!
ዮም ፍስሃ ኮነ በእንተ ልደታ ለማርያም!!! በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላኽ ኣሜን። ቅድስት ድንግል ማርያም ካብ ኣቡኣ ኢያቄም (ካብ ወገን ይሁዳ ዝተወልደ ) ካብ ኣዲኣ ሃና( ካብ ወገን ካህናት )…
፮/6 ሕዳር በዓል ቁስቋም
በስመኣብ ወወልድ ውመንፈስ ቅዱስ ኣሓዱ ኣምላክ ኣሜን እንቋዕ ናብ በዓለ ቁስቋም ብሰላም ኣብጽሓና ፮/6 ሕዳር በዓል ቁስቋም በዓለ ቁስቋም ሓደ ካብ 33 በዓላተ ቅድስት ድንግል ማርያም እዩ፡ ‘አመ ፮ ለኅዳር…