6ይቲ ሰንበት ናይ ዓቢይ ጾም ገብርሔር (እሙን ኣገልጋሊ)

6ይቲ ሰንበት ናይ ዓቢይ ጾም ገብርሔር (እሙን ኣገልጋሊ)

6ይቲ    ሰንበት  ናይ ዓቢይ ጾም  ገብርሔር   (እሙን ኣገልጋሊ)       መበገሲ ናይዚ ዕለት እዚ ጎይታናን ኣምላኽናን ኢየሱስ ክርስቶስ ኣብ ማቴዎስ ወንጌል ምዕራፍ 25 ብዛዕባ መንግስተ ሰማያት ብምስላ ኣብ…

5ይቲ ሰንበት ናይ ዓቢይ ጾም  (ደብረ ዘይቲ)

5ይቲ ሰንበት ናይ ዓቢይ ጾም (ደብረ ዘይቲ)

በስመአብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ ኣምላኽ ኣሜን 5ይቲ ሰንበት ናይ ዓቢይ ጾም ደብረ ዘይቲ         ኣብ ዓመት ብዛዕባ ዳግማይ ምጽኣት ጐይታናን ኣምላኽናን መድኃኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ከምኡ’ውን ኅልፈተ…

ራብዓይቲ ሰንበት ናይ ዓብይ ጾም (መጻጉዕ)

ራብዓይቲ ሰንበት ናይ ዓብይ ጾም (መጻጉዕ)

በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሓዱ አምላክ አሜን!!! ራብዓይቲ ሰንበት ናይ ዓብይ ጾም (መጻጉዕ) እዚኣ እታ ራብዐይቲ ሰንበት ኮይና በዛ ቅድስት ዕለት ጎይታናን ኣምላኽናን ኢየሱስ  ክርስቶስ ኣብ መዋዕለ ስብከቱ ስለ ዝገበሮ…

ሳልሰይቲ ሰንበት ናይ ዓብይ ጾም (ምኩራብ)

ሳልሰይቲ ሰንበት ናይ ዓብይ ጾም (ምኩራብ)

 በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሓዱ አምላክ አሜን!!! ሳልሰይቲ ሰንበት ናይ ዓብይ ጾም (ምኩራብ)           በዛ ቅድስት ዕለት እዚኣ ጎይታናን መድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ኣብ መዋእለ ስብከቱ ናብ…