ዓምደ ሕጻናት ስደት ማለት ካብ ትነብረሉ ቦታ ከባብን ሕብረተሰብን ለቂቅካ ናብ ዘይትፈልጦን ዘይዓበኻሉን ስፍራ ወይ ቦታ ምኻድ ማለት እዩ። ምኽንያት ስደት ብዙኅ እኳ እንተኾነ ንኣና ንክርስቲያን ወገን ስደተኛ…
Category: ዓምደ ሕፃናት
ንደቅኹምን ንደቂደቅኹምን መሃርዎም ዘዳ.4፡9
በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ ኣምላክ ኣሜን!!! ዓምደ ሕጻናት ንደቅኹምን ንደቂደቅኹምን መሃርዎም ዘዳ.4፡9 እምበኣርከስ እዚ ኣርእስት እዚ እስራኤል ናብ ምድር ርስት ቅድሚ ምእታዎም ብዛዕባ ክገብርዎ ዝግባእ ሙሴ ካብ እግዚአብሔር…


