27/፳፯ ጥቅምቲ ተዝካረ ስቅለቱ ለመድኃኒነ

27/፳፯ ጥቅምቲ ተዝካረ ስቅለቱ ለመድኃኒነ

27/፳፯ ጥቅምቲ ተዝካረ ስቅለቱ ለመድኃኒነ   ስጋኡ ናብ ሕብስቲ ደሙ ድማ ናብ ወይኒ ባሪኹን ለዊጡን ንደቂ መዛሙርቱ ክህቦም ከሎ ኣክሮስና ሰበይቲ ስምኦን ለምጻም ደርሆ ሰሪሓ መግቢ ኣቕረበትሉ። ጎይታ ዝተዛረቦ ከይተፈጸመ…

፳፩/21 መስከረም ብዙሃን ማርያም

፳፩/21 መስከረም ብዙሃን ማርያም

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሚን!!! ፳፩/2ı መስከረም ብዙሃን ማርያም 21 መስከረም፡ ብኽልተ ነገር እዩ ይኽበር። እቲ ቀዳማይ ብምኽንያት ጉባኤ ንቅያ እዩ። ካብ ተማሃሮ ተፍጻሜ ሰማዕት ቅዱስ ጴጥሮስ…

፲፮/16 ንሓሰ ዕርገታ ለቅድስት ድንግል ማርያም

፲፮/16 ንሓሰ ዕርገታ ለቅድስት ድንግል ማርያም

በዓል ዕርገታ ቅድስት ማርያም በስመአብ ወወልድ ውመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን!!! እንቋዕ ናብ አዴና ቅድስት ድንግል ማርያም በዓለ ዕርገታ አብፀሐና! በዓለ ዕርገታ ለማርያም ኣብ ቅድስት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያና ከም…

ታቦተ ጽዮን (ማርያም ጽዮን)

ታቦተ ጽዮን (ማርያም ጽዮን)

ታቦተ ጽዮን (ማርያም ጽዮን) በስመ  አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣኃዱ አምላክ አሜን።      ቅድስት ኦርቶዶክሳዊት ተዋሕዶ ቤተ ክርስቲያን ዓመት መጸ በዚ ወርሒ እዚ ካብ እተብዕሎም በዓላት ሓደ “ሕዳር ጽዮን”…