በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን! ፰/8 መጋቢት ዕረፍቱ ለማትያስ ሓዋርያ ማትያስ ማለት መተካእታ ማለት እዩ። ድሕሪ ናይ ጐይታናን ኣምላኽናን መድኃኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ዕርገት ፻፳/120 ቤተ ሰብ ኣምላኽ…
Category: ቅዱሳን ኣሳእል
፳፮.26 የካቲት ዕረፍቱ “ነቢይ ሆሴዕ”
በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ ኣምላክ አሜን! ፳፮.26 የካቲት ዕረፍቱ “ነቢይ ሆሴዕ” ሆሴዕ ማለት መድኃኒት ማለት ኪኸውን ከሎ ስም ኣቦኡ ብኤርም ይብሃል። ነቢይ ሆሴዕ ኣብ ዘመን እቶም 4…
፫/3 ጥሪ ዓመታዊ ክብረ በዓለ ዕረፍቶም ንኣቡነ ሊባኖስ ጻድቅ
በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን! ፫/3 ጥሪ ዓመታዊ ክብረ በዓለ ዕረፍቶም ንኣቡነ ሊባኖስ ጻድቅ ሓጺር ታሪኽ ሕይወት አቡነ ሊባኖስ (መጣዕ)ገባሪ ተአምር ትውልዶምን ኣተዓባብዪኦምን ኣቦና ኣቡነ ሊባኖስ ካብ…
፲ /10 መስከረም በዓለ ሥእል ማርያም ዘጼዴንያ
በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን!!! ፲ /10 መስከረም በዓለ ሥእል ማርያም ዘጼዴንያ ብመሠረት ትምህርቲ ቅድስት ቤተ ክርስቲያን ካብ ቅዱሳት ኣሣእል ብዙኅን ዓቢይን ጥቕሚ ይርከብ። ኣብ ቅዱሳት…




